ናብ ኔዘርላንድ እንቋዕ ብደሓን መጻእካ

ንኹሉ ናይ ዑቕባ መንበሪ ፍቓድ ዘለዎ ሰብ
ናይ 5 ዓመት ናይ ዑቕባ መንበሪ ፈቓድ ኣለካ ድዩ? ኣብዚ ገጽ ብዛዕባ ምምልካት ምጥርናፍ ስድራ-ቤት፣ መንበሪ-ቤት፣ ትምህርትን ክንክን ጥዕናን ከተንብብ ትኽእል ኢኻ።

ኣብዚ መድረኽ እትረኽቦ ሓበሬታ ካብ ውድብ ሰብኣዊ መሰላት VluchtelingenWerk Nederland ዝመጸ ኮይኑ፣ ምስ መሻርኽቱ ብምትሕብባር እዩ።
ምስ Contentful ብምትሕብባር
እዚ ሓበሬታ ዝምልከተካ ምዃኑን ዘይምዃኑን ኣረጋግጽ
ኣብዚ ገጽ ዝርከብ ሓበሬታ ናይ 'ኣነ ናይ 5 ዓመት ናይ ዕቚባ መንበሪ ፍቓድ ኣለኒ' እዩ። እዚ ንዓኻ ኣይምልከትን ድዩ? ስለዚ ኩነትካ ኣብቲ ኣብ ላዕሊ ናይዚ ገጽ ዝርከብ ዝርዝር ቀይሮ።