ምንጪ፡ Merkportaal
ዜና

ካብ ሶርያ ዝመጽኡ ስደተኛታትን ሓተትቲ ዑቕባን ኣብ ዝመጽእ ኣዋርሕ እንታይ ክጽበዩ ይኽእሉ?

ዝተሓትመሉ ኣብ: 5/27/2025 12:00 ቅ.ቀ.

ኣብ መጀመርታ ናይዚ ዓመት ሚኒስተር ዑቕባን ፍልሰትን ወይዘሮ ፋበር ኣብ ሓደ ኣብ ማሕበራዊ መራኸቢታት ዝተዘርግሐ ቪድዮ፣ ኣብ ሶርያ ውሑስ ምዃኑን ካብ ሶርያ ዝመጽኡ ሓተትቲ ዑቕባን ስደተኛታትን ክምለሱ ከምዝኽእሉን ገሊጻ። እዚ ድማ ኣብ ሶርያውያንን ካብ ሶርያ ዝመጽኡ ፍልስጤማውያንን ብዙሕ ዘይምርግጋእ ፈጢሩ ኣሎ። ብሓቂ ግን እንታይ እዩ ክኸውን?


እዚ ሓበሬታ እዚ ሓጊዙካ' ዶ?


ኣብዚ መድረኽ እትረኽቦ ሓበሬታ ካብ ውድብ ሰብኣዊ መሰላት VluchtelingenWerk Nederland ዝመጸ ኮይኑ፣ ምስ መሻርኽቱ ብምትሕብባር እዩ።
ምስ Contentful ብምትሕብባር