ቪድዮ ከም ዝጻወት ንምግባር ኣይከኣልን እዩ

ኩኪስና ስለዘይተቐበልካ ካብ www.youtube.com ኣብ መርበብ-ሓበሬታና ቪድዮታት ክትርእይ ኣይትኽእልን ኢኻ። ነቲ ቪድዮ ኣብ YouTube ረኣዮ ወይ ኩኪስና ተቐበል። 'ኩኪስ ተቐበል' ኣብ ዝብል ብምጥዋቕ ከምቲ ኣብ ናትና ፖሊሲ ​​ብሕትና ተጠቒሱ ዝርከብ ኣጠቓቕማ ኩኪስ ትሰማማዕ።
ቪድዮ

ስርዓተ-ምውህሃድ ድሕሪ 1 ጥሪ 2022

ኣብዛ ቪድዮ፣ ምውህሃድ ድሕሪ 1 ጥሪ 2022 ብኸመይ ከም ዝካየድ ሓበሬታ ክትረክብ ኢኻ።

እዛ ቪድዮ ሓጊዛትካ' ዶ?


ኣብዚ መድረኽ እትረኽቦ ሓበሬታ ካብ ውድብ ሰብኣዊ መሰላት VluchtelingenWerk Nederland ዝመጸ ኮይኑ፣ ምስ መሻርኽቱ ብምትሕብባር እዩ።
ምስ Contentful ብምትሕብባር
እዚ ሓበሬታ ዝምልከተካ ምዃኑን ዘይምዃኑን ኣረጋግጽ
ኣብዚ ገጽ ዝርከብ ሓበሬታ ናይ 'ኣነ ናይ 5 ዓመት ናይ ዕቚባ መንበሪ ፍቓድ ኣለኒ' እዩ። እዚ ንዓኻ ኣይምልከትን ድዩ? ስለዚ ኩነትካ ኣብቲ ኣብ ላዕሊ ናይዚ ገጽ ዝርከብ ዝርዝር ቀይሮ።