ኣገልግሎታት
ኣብዚ ገጽ እዚ ዝተፈላለዩ ኣገልግሎታት ብምሃብ ክድግፉኻ ናይ ዝኽእሉ ውድባት ሓፈሻዊ ትሕዝቶ ክትረክብ ኢኻ። VluchtelingenWerk ከም ኣካል ናይ RefugeeHelp ሓያሎ ኣገልግሎታት ይህብ እዩ። ብተወሳኺ RefugeeHelp ምስ ዝተፈላለዩ ክሕግዙኻ ዝኽእሉ መሻርኽቲ ውድባት እውን ይሰርሕ እዩ። ስለዚ ምስቲ ብዝበለጸ ክሕግዘካ ዝኽእል ውድብ ተራኸብ።

ሓገዝ ኣብ እዋን ምምላስ
NL | EN | RU | UK | AR | PR | FA | FR | SO | TI | TR
ናይ መሻርኽትና ኣገልግሎታት

ነጻ ናይ ኢንተርነት ዕዳጋ
NL | EN | RU | UK | FR | TR | AR | SO | TI | FA

ኣባል ስድራ-ቤትካ ንምርካብ ሓገዝ
NL | EN | AR | FR | FA | RU | UK | SO | TI | TR | PR
070 44 55 822

ሰደቓ-ሓገዝ መሰላት ሕጻናት
NL | EN
071 516 09 80
helpdesk@defenceforchildren.nl

መስመር-ሓገዝ ኣብ እዋን ስነ-ኣእምሮኣዊ ጸገማት
NL
+316 138 638 03
0900 1450
hulplijn@wijzijnmind.nl

መስመር-ሓገዝ ዋትስኣፕ
NL | EN | RU | AR | FR | UK | TR
+31 97 010 286 964

ሰደቓ-ሓገዝ ህይወት ኣብ ኔዘርላንድ
NL | EN | AR | PR | SO | FR
+31 6 42962696 (WhatsApp)
info@openembassy.nl